Your Best Online Academy

Learn Now For the better future

«ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ፡ ደረጃ ኢንቨርስቲ ዝሓለወ ትምህርቲ ፡ ብቕልል ዝበለ መንገዲ ፡ ብቋንቛና ንመሃር»

get a professional job in a few Years

እዚ ዘሎናዮ ዘመን ናይ ቴክኖሌጂ ዘመን ስለ ዝኾነ ፡ ክንመሃር ግድን አናኾነ ዝከደሉ ዘሎ ግዜ ይመስል። ብዙሕ ዓይነት ስራሕ ብቴክኖለጂ ክቕየሩ ንርእዮም ኣሎና። ጽቡቕ ነገሩ ዝኾነ ዓይነት ትምህርቲ ፡ ብቐሊሉ ኣብ ገዛና ኾይንና ክንምሃሮ ንኽእል ሙኻኑ እዩ። ጽቡቕ ምጅማር!

Get university Level Online Courses!
ብሉጽ ትምህርትታ › ደረጃ ኢንቨርስቲ ዝሓለወ!

University Level

Contact Us
ዝኮነ ዓይነት ሕቶ እንተ ኣሎና ፡ ኣብዚ ክንሓትት ንኽእል ኢና!

ዕላማ ናይ Habesha.education

* ክብድ ዝበለ ናይ ቴክኖለጂን ካልእን ትምህርቲ ፡ ብቕልል ዝበለ መንገዲ ብቋንቛና ምምሃር።

* ፕሮፈሽናል ዝኮኑ መማሃራን ብምድላው ፡ ነቶም ክመሃሩ ዝደልዩ ግን ክመሃሩ ዕድል ዘይረኸቡ ስባት ምምሃር።

* ተመሃራይ ተማሂሩ ምስ ወድኤ ብቁዕ ምስክርነት ወረቀት ምሃብ።

* ምምሃር ጥራይ ዘይኮነስ ፡ ተማሂርና ስራሕ ንኽንስርሓሉ ምሕጋዝ።




ኣይቲ (IT) ትምህርቲ

Computer & Data Science

Software Dev, Artificial Intelligence, Machine Learning, IoT, etc…




ኣካዳሚ ትምህርቲ

Academy

Science, Maths, Different Languages, etc…

 




ቢዝነስ ትምህርቲ

Business

Online Shop, Marketing, Industries & Factories, Restaurants, etc…

 




ምሕደራ ትምህርቲ

Administration

Google Cloud, Softwares for management, Accounting etc…

 

Why Choose Us

Qualified Teachers

ኣብ Habesha.Education ዝምህሩ መማሃራን ኣብዘን ዝማዕበላ ሃገራት ፡ ኣብ ኣመሪካ ፣ኣውሮፓ ፣ወይ ውን ኣውስትራልያ ዝተመሃሩን ፡ ናይ ዩንቨርስቲ ዲግሪ ወይ ማስተር ዘሎዎን ፡ ወይ ድማ ፡ኣብዚ ተማሂሮም ፡ ፈተና ሓሊፎም ፡ ብቑዕ ምስክርንት ወረቐት ዘሎዎም እዮም። ኣብዘን ዝማዕበላ ሃገራት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘሎዎም ሰለ ዝኾኑ ፡ተማሂርና ምስ ወዳእና ፡ ብኸመይ ነቲ ዝተመሃርናዮ ከምንሰርሓሉ ንኽእል ክሕብሩና እዮም።

Affordable

ኣብ Habesha.Education ፡ እቶም ስራሕ ዘይብልና ፡ ብቕልል ዝበለ ክፊሊት ፡ ክንመሃር ንኽእል ኢና። እቶም ስራሕ ዘሎና ድማ ፡ ቀስ ኢልና በብወርሒ ክንኸፍል ንኽእል ኢና። እቶም ክንመሃር ድሌት ዘሎና ግን ክንኸፍል ዓቕሚ ዘይብልና ፡ወይ ስራሕ ዘይብልና ፡ ብሓገዝ ውልቃውያን ሰባት ክንመሃር ተኽእሎ ኣሎ። ናይዚ ዕድል ተጠቐምቲ ክንኸውን ሎሚ ንመዝገብ ፡ እኹል ሓበሬታ ብ ኢመይል ክስደደልና እዩ።

Flexible

ኣብ Habesha.Education ትምህርቲ ንኽንመሃር ውሱን ግዜ ቦታን ኣየድልየናን እዩ። ኣብቲ ግዜ ዝረኸብናሉ ፡ ኣብቲ ዝጥዕመና ቦታን ግዜን ክንመሃር ንኽእል ኢና። ድሌት ናይ ትምህርትን ፣ ኮምፒተርን ፣ ኢንተርነትን ፣ ክህልወና ግን ግድን እዩ። እናሰራሕና ክንመሃር ንኽእል ኢና። እተን ናይ ዕረፍቲ ግዜና ክንጥቀመለን እንተ ደሊና ፡ ብናትና ውሳኔ ንመዓልቲ ክንደይ ስዓት ክንመሃር ንደሊ ክንውስን ንኽእል ኢና።

For teachers - ን መማሃራን

ኣብ Habesah.Education ክንምህር እንተደሊና ፡ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ብምጥቃም ፡ ዘድልየና ሓበሬትታን ክንረክብ ንኽእል ኢና።

What our students say about us
ተመሃሮና ብዛዕባና እንታይ ይብሉ፧

So far excellent lectures and examples. I like the simplicity in this course. Easy to follow, focused and in some way entertaining. Very nice course which made me discover Software Developing features. Highly recommended and most valuable worth inside it with awesome tips and tricks of handling new tech topics.
Daniel Tsehaye
Software Developer
Nice course. Explained perfectly by my language Tigrinya. I had a basic understanding of Graphic Designer before I took this course, but it has taught me a lot more about Graphic Designer and how it works. I really recommend 'Habesha Education'. I am happy to start and complete this course.
Sara Kidane
Graphic Designer
This is very beginner friendly and a very good course. Teaching style is awesome, straight to the point, this is where we can learn Software Development easily. Teaching style is really great. Also the content is really rich, good stuff, and organized. I got my first developer job after I complete this course.
Negasi Tewelde
Front-end Developer
Online Courses
0
Online Students 2021
0 +
Qualified Teachers
0 +
Happy Students
0